ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፃዕዳ ቴትሮን መስፈይ ጋወን ንሓካይም ዝኸዉን ክንገዝእን ክነስፍን ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም / ፃዕዳ ቴትሮን ንሓካይም ጋዉን ዝኸዉን በዓል 6000 ሽሕ ጣቃ 25፣ ስረን ሸሚዝን ዝዓይነቱ ጋቦን መስፈይን 01፣ ኖርማል ጋቦን መስፈይ 01 /
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 8, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 02:30 ጥዋት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 45 55 94 432

መመለስ
የጨረታ ምድብ