ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተሽከርኸርቲ መካይንን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 8, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሰነ 21, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:6000.00
  • ቦታ: ሮብ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሰነ 21, 2012 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ መጋት/ሚያዝያ ዲክለር ዝገበሩ

4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ 21/10/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ከይድን ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተኣሸገ ኢንቮሎፕ ምእታዉ ትክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ትሕጃ ቢድ ቦንድ ዝስዕብ ሰንጠረዥ መሰረት 6000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8እቲ ጨረታ 21/10/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - 03 43 45 77 77/01 10

መመለስ
የጨረታ ምድብ