ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት / ሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት / ናይ መኪና ጎማ 03/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 8, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 8, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም እስካብ 08/10/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

መመለስ
የጨረታ ምድብ