መቐለ ሆስፒታል 1ይ ደረጃ ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 09:00 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/10/2012ክሳብ 05/10/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 46

መመለስ
የጨረታ ምድብ