ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 04:02 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 05/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 80

መመለስ
የጨረታ ምድብ