ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ፣ ዝተፈላዩ ዓይነት ንብረት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሸይጦ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 03:30 ጥዋት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 በዚ መሰረት ክትጫረቱ እትደልዩ ካብ 02/10/2012ዓ/ም ክሳብ 04/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት መፅእኹምም ብምርኣይ ናይ እትጫረተሉ ዋጋ ብፖስታ ኣሺግኩም ንዕለት 05/10/2012 ሰዓት 3፡00 ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ንዝኽፈት ኮይኑ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 500 ከትሕዝ ዝኽእል ተጫረቲ ወይ ተወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ይኾዉን ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ከይተኸፈተ ኣይተርፍን

2 ዝርዝር ናይቲ ንብረት ካብ ኮሌጅ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ምዉሳድ ዝክእል ምኻኑ ንሕብር

3 ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ 03 44 40 45 92

መመለስ
የጨረታ ምድብ