ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት / ክሪክ በዓል 2ቶን 1 ፣ ዳሽ ቦርድ ቅብዓት 1፣ ኮላንት 5፣ ተንጠልጣሊ ጨና 1፣ ራድያተር መከደን 2፣ ሲል ኣይል ሬር ኣክስል 1/ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 29/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቲን ናምበር ዘለኩምን

3 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡኩም ምካንኩም

4 ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቲ ንብረት ክቐርብ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 06 /15

መመለስ
የጨረታ ምድብ