ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ኣዘር መቕረብቲ ( Electrod 40፣ pipe 12፣ pipe 12 flat፣ iron34)፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:02 ጥዋት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 44 16 72

መመለስ
የጨረታ ምድብ