ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መገያየፂ/ዲኮር/ ፣ ናይ መኪና ኣቅሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 11:32 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/09/2012ዓ/ምሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ ዘመኑ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኣብ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43

መመለስ
የጨረታ ምድብ