ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ እትርከብ መኪና ን 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ስፔር/ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3,000.00 ቅርሺ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኮፈሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋፂ ዘቅርብን፣ ናይ ቫት መወዳእታ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉንት ናምበር ዘቅርቡ

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቕርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ ዘቅርቡ

3 ሰነድ ጨረታታ መዐደጊ 50.00 ቅርሺ

4  ጨረታ ዝዕፀወሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተሪኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ኣድራሻና ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት /ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከባ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 /09 37 02 35 98

መመለስ
የጨረታ ምድብ