ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ መኪና መለዋወጢ / ጎማ መኪና 205R16C-A/T697 / በዝሒ 05ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለየ ሰርተፊኬት ዘለኩምን

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትከፍሉ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ካብ 24/09/2012ዓ/ም ክሳብ 26/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ብምዉሳድ ኣብ መወዳደሪ ዶክሜንተኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሊ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ትኽእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፀሪ 08 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 45 92

መመለስ
የጨረታ ምድብ