ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 1, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 1, 2012 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑን ከቕርብ ዝክእል

3 ዲክለራሽን መረዳእታ ካብ 2012ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

4 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝክእሉ

5 ካብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ከፊሉ ብምዉሳድ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 06/08/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይገብር

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

መመለስ
የጨረታ ምድብ