ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ጎማን ምንፃፍን መወዳደርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 18/06/2012 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 88 87

መመለስ
የጨረታ ምድብ