ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ

3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽከዉን ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 5 56

መመለስ
የጨረታ ምድብ