ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሬድ ፕላስ ናይ ንህቢ እታወታት ፣ ማይ መንፀጊ ናይ ንህቢ፣ ዓረብያ ንፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:30 ጥዋት
  • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም እስካብ 17/09/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

መመለስ
የጨረታ ምድብ