ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ጨርቂ መጋረጃ ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራካ ክገዝእ ንደሊ ስለዚ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 03:32 ጥዋት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/09/ 2012 ዓም ክሳብ 12/09 /2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 13/ 09/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

መመለስ
የጨረታ ምድብ