1 ናይ ሎሚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ
2 ወረቐት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጡሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ ዝክእሉ
4 እቲ ቢሮ ናይቲ ጨረታ 20 ሚኢታዉ ንምዉሳክ ወይ ንምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
6 እቲ ጨረታ 25/09/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዪ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኣዳራሽ እቲ ቢሮ ይክፈት
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 4036 63
መመለስ