ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ A4 ወረቐት 80 ግራም ኮፒ / ፐሪንት ምግባር ኣወዳዲሩ ኮፒ ምግባር ስለዝደልይ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2012ዓ/ም ክሳብ 10/09/2012 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 10/09/2012 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ 9፡30 ድማ ይክፈት

4 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ