ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ምንፃፍን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ካብ 05/09/2012ዓ/ም ክሳብ 10/09/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00 ይኽፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፐሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 88 87

መመለስ
የጨረታ ምድብ