1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::
4 ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዙ ዝኽእል::
5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/5/ 2008 - 01/6/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ዝርዝር ንብረት
ተቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | Mother board | For Thosiba satellite A665 | Pcs | 01 |
|
|
|
|
|
2 | External HD | 2 Terabayte | pcs | 05 |
|
|
|
|
|
3 | External HD | 1 Terabayte | pcs | 05 |
|
|
|
|
|
4 | Battery for laptop | Thosiba satellite A665/ C660 | pcs | 20 |
|
|
|
|
|
5 | Color printer HP Office jet | 7110 (A3 & A4) | pcs | 02 |
|
|
|
|
|
6 | Printer | As per Specification | pcs | 02 |
|
|
|
|
|
7 | ኤክስተንደር | For EV-DO | pcs | 02 |
|
|
|
|
|
8 | keyboard | For Dell Optiplex 7010 | pcs | 01 |
|
|
|
|
|
Grand Total |
|
|
|
|
|
|
መመለስ