ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ንማእኸል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ፣ ላፕቶፕ ፣ ኮምፒተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊማለት እዉን ቲን ናምበር፣

2 ቁፅሪን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝርዝር ሒሳብ ዘወራረደሉ

3 ናይ መቅራባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

4 ቢሮና 20ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምንካይ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ካብ 06/09/2012ዓ/ም ክሳብ 24/09/2012ዓ/ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በዚ ዕለት 4፡30 ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝደለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 28 01/ 03 42 40 70 26

መመለስ
የጨረታ ምድብ