ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 09:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት፣ ናይ ወርሒ ጥሪ  2012ዓ/ም ቫት ዲክልረሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 4,000.00 ቅርሺ፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 05/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 59 34 11 /03 42 40 87 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ