ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ኤሌክትሪካል ኣምፑል ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:00 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/09/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 4፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ