ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም እስካብ 29/08/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

መመለስ
የጨረታ ምድብ