ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንቤት ዕዮ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሃፍቶም ኣብ 3ተ ቁሸታት ናይቲ ጣብያ ዝስራሕ ፕሮጀክት ማእከላይ ጉድጓድ ከስርሕ ዝክእል ብዉድድር ከጫርት ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3500.00
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 04:30 ጥዋት
  • ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
  • Print
  • Pdf

1 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብርኪ 9ተ ዝኮነ ብደኣንት ዝተወደበን ብርኪ ዝገልፅን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘቀርብ

2 ብናይ ማይ ኮንስትራክሽን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክአል ከምኡ እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ ናይ ወርሒ ጥሪ መጋቢት ሚያዝያ 2012ዓ/ም ከቅርብ ዝክአል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ዘለዎ  ናይ መቅረባይነት ካርድ ናይ 2012 ዓ/ም ዘሐደስኩም

5 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም፤

6 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ጠቅላላ ክልተ ፖስታ እዉን ክተቅረቡ ይግባእ።

7 መከበሪ ጨረታ  3,500.00 ከትሕዙ ትክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ 15/09/2012ዓ/ም ክትወስዱ ትክእሉ፤

9 እቲ ጨረታ 16/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

10 ሰዓራይ ዝሰዓሮ  ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ከረክብ ዝክአል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /0342-440307 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ