ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 04:00 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 7 ተ መዓልቲ ዘቅርብ

5 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 22/08/2012ዓ/ም ክሳብ 28/08/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትኽእሉ

6 ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋልእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 444 41 94 98

መመለስ
የጨረታ ምድብ