ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 05:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

2 ካብ ዕለት 19/08/2012 ክሳብ22/08/2012 ሰዓት4፡30 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ 22/08/2012 ልክዕ ሰዓት 5፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ