ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 04:00 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

3 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ

4 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 16/08/2012ዓ/ም ክሳብ 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ፀኒሑ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ

6 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ