ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ በዓል 23 ገፅ ብክል ገፅ ፅሑፍ ዘለዎ ፍሊፕ ቻርት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00  ክዕድግ ዝኽእል

3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም እስካብ 26/08/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ