ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 03:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ጥሪ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ

2 ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወኘሉ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ኤሌክትሮኒክስ 4000 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒነ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝኽእል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56 

መመለስ
የጨረታ ምድብ