ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ታፔላ ክልተ ሜትሮ ብሓደ ሜትሮ ኣቀን ዘለዎ (sign board 2 meter x metter) ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 09:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይኽእሉ

2  ተጫረቲ ንግዲ ፋቃድ ዝተመዝገበሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ መሉእ ዶክመንት ከቕርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ  ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነት ብዝተረጋገፀ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 14/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 27/08/2012 ዓ/ም እዩ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ 5፡00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 27/08/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

6 እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ