ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዝርከብ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ዝበላሸወሉ ምፅጋንን ኣብ ሰርቪስ ግዜ ሰርቪስ ንምግባር ናይሓደ ዓመት በጀት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ብኩንትራት ንምሓዝ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 02:32 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ሰለስቲዙ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግዝኢ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 13/08/2012ዓ/ም ክሳብ 15/08/2012ዓ/ም ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 16/08/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምኻኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኮዉን ኣለዎ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 40 64 51

መመለስ
የጨረታ ምድብ