ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኽፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱሉ ዶክመንት ብፖስታ ካብ ዕለት 01/08/2012ዓ/ም ክሳብ 05/08/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምሃብ ትክእሉ

5 አቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ዝፀንሕ ኮየኑ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ