ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ቢሮ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቫጅን ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 09:32 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግበሪ ከፈላይ ቁፅሪ ቲን

4 2% withholding tax ክከፍል ዝኽእል

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91 /03 44 41 51 52

መመለስ
የጨረታ ምድብ