ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ፣ ናይ ዘመኑ ዘሐደሰ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ/ቲን ናምበር/ ዘቅርብ ፣ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ፣ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 ቅርሺ፣ ብሽም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ጨረታ ዝተከፈተሉ ዕለት ከትሕዝ ኣለዎ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ቤት ፅሕፈትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 26 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 25/07/2012ዓ/ም ክሳብ 15/08/2012ዓ/ም ክሳብ 3፡00 ናይ ንጉሆ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ 15/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከቡሉ ዘይተረከብሉን ይክፈት

6 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቀረባ እዋን ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ