ማሕበር ቀይ መስቀል ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንቶዮታ ሞዴል 78 ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

No

Item

Unit/M

Quantity

1

Addis Tyre 7.5 *16 12 PR

PCS

20

2

Addis Inner Tube 7.5*16 12PR

PCS

20

1 እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ኣቅሑት ንምቅራብ እትክእሉ ሕድሕድ ኣቅሓ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 23/07/2012 ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 መሊኢኩም ናብ ፅ/ቤትና ዕደጋ ክፍሊ ክተቕርቡ እናተሓሳሰብና እቲ ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት እዩ

2 ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 እቲ ንብረት ሰዓርቲ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ክተቅርቡ ይግባእ

መመለስ
የጨረታ ምድብ