ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንጥንታዊን ታካዊን ቤተክርስትያን ዉቕሮ ጨርቆስ ንምፅጋን ሙሉእ ካብ ዋንዛ ዝተዘርሐ ማዕፆ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 03:30 ጥዋት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ፣ ናይ መቕረባይ ምስከር ወረቀት መረጋገፂ ዘቕርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/07/2012 ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/07/2012 ሰዓት 03፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸዉን

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 01 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ