ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደምቢ ክዳን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 08:02 ከሰአት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ