ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ስራሕቲ ፕሮሞሽን ዝዉዕል መስሕባት ክልልና ዘላሊ ሕትመት ጠረፔዛ ዓዉደ ኣዋርሕ 2013ዓ/ም ካላንደር ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 22/07/2012ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲ 30 ቅርሺ ብምክፋል  ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 14/087/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30  ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት

5 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ዘረክብ

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ