ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 21/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ