ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕዳጋ ንጣብያታት ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲርና ክነስርሕ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 03:02 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ  ሰነድን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ኣብ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

መመለስ
የጨረታ ምድብ