ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቀለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ዘስላሴ ቁፅሪ ገዛ 98 ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:30 ጥዋት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ሰብነት ዝተወሃቦ ናይ ንግዲ ትካል ክኽዉን ኣለዎ

2 ነቲ ገዛ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አፀጊኑ ክካረ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ግዜ ዕለት 16/07/2012 ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ኣብቲ መወዳእታ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000 ሰለስተ ሽሕ ብስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 09/14 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ