ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላፕቶፕ ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:00 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 18/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 11፡00

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69

መመለስ
የጨረታ ምድብ