ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ባህርዛፍ ብፕሮፎርማ ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 04:30 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት መረዳእታ

4 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ልምዓት

5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ክሳብ 17/07/2012ዓ/ም ይፀንሕ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብከፊል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 73 02 11 ምሕታት ይምልከት /09 12 94 65 12

መመለስ
የጨረታ ምድብ