ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ዝዉገድ ናይ መስኮት መስተወት በዝሒ 1000 ን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክሸይጥ ንደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 03:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/07/2012 ሰዓት 3፡00

መመለስ
የጨረታ ምድብ