ኮሌጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ክግልጎሎሎም ዝፀንሑ ዝኣረጉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ዓድዋ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 09:00 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሓዘ ካብ 16/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ እቲ ኮሌጅ ብምግዛእ ዋጋ እቲ ዝመለእኩምሉ ጨረታ ድማ 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብቲ  ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

2 እቲ ጨረታ 01/08/ 2012 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 8:30  ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓን ዓድዋ ይክፈት

3 ሕድሕድ ጨረታ መኸበሪ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከተቅርቡ እትክእሉ  

4 እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0923303367 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ