1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፤
2 ቫት ተመዝገብቲን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ
3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ፤
4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ሙሉእ ንሙሉእ ሓይሊ ሰብ ከቅርብ ዝክእል ፤
6 ጨረታ መክበሪ 10% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 10% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤
7 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20/03/2020ኣ.ፈ (11/07/2012 ዓም) ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ዝክእል፤
8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/03/2020 ኣ.ፈ (18/07/2012 ዓም) ሰዓት 3:30 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27/03/2020 ኣ.ፈ (18/07/2012 ዓም) ሰዓት 4:00 ይክፈት።
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-405095/405069/5113 ምድዋል ይከኣል።
መመለስ