ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ተሓዛሊ ሻንጣ በዝሒ 59 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 09:10 ከሰአት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/07/2012 ዓ/ም እስካብ 10/07/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/07/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/07/2012 ሰዓት 09፡10

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ