1ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ኮረም ብምዃድ ንነብሰወከፍ ሎት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 08/07/2012 ዓ/ም ክሳብ 22/07/2012 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዃድ ምዉሳድ ይክእሉ።
2 እቲ ጨረታ ዕለት 23/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት።
3 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345-510258/ 0345-510562 /0925-449749 /0914-786225 /ምሕታት ይከኣል፤
መመለስ