1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ
4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን በቢ ወርሑ ዲክለር ዝገበሩኩምሉ መረዳእታ
5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፀሪ 301 እናመፃእኩም ፍቃደኛታት ምኻንኩም ናይ ካምፓኒ ፕሮፋይልኩም ዘርዚሩኩም ወይ ድማ ኣተሓሒዝኩም ድልየት መግለፂኩም ብፖስታ ዓኺጉኩም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 42 45 45 63
መመለስ